ናይ ሓበሬታ ኣኼባ LSS ኣብ ዮተቦሪ
ናይ ሓበሬታ ኣኼባ LSS ኣብ ዮተቦሪ
Omsorgscompagniet ነቶም ባዕልኹም ውልቃዊ ሓገዝ ዘድልየኩም ወይ ሓገዝ ዘድልዮ ሰብ እትፈልጡ ኣብ ውሽጢ LSS ናብ ዝካየድ ናይ ሓበሬታ ኣኼባ ይዕድመኩም። እቲ ኣኼባ ብዛዕባ መሰላት፣ ውልቃዊ ሓገዝን ናይ ምፍላጥ ዕድልን ሓበሬታ ይህብ። ኣብ ምሉእ መስርሕ ሓገዝቲ ኢና ንሕቶታት ድማ ንመልስ።
